ቅድሚ 3.2 ቢልዮን ዓመታት ርሕቀት መሬትን ወርሒን ካብቲ ሕጂ ዘሎ ኣስታት 70 ሚእታዊት ከምዝነበረ ይሕሰብ። ፍጥነት ዑደት መሬት ድማ ኣስታት 700 መዓልታት ዘለዎ ዓመት ኰይኑ፡ ነፍሲ ወከፍ ...